Перейти к содержимому

ዘድልየና ሓረጋትን ቃላትን ኢንግሊሽ ኣብ እንዳ ክዳውንቲ - English Tigrinya For Beginners - Habteab Academy

Habteab Academy

0:00 / 0:00

ዘድልየና ሓረጋትን ቃላትን ኢንግሊሽ ኣብ እንዳ ክዳውንቲ - English Tigrinya For Beginners - Habteab Academy

47 851 просмотр · 1 год назад
Habteab Academy
97,3 тыс. подписчиков
47 851 просмотр · 1 год назад
For online classes- habteabacademy.com WhatsApp- +256708742935 +256744252629 Like our Facebook page- Habteab Academy Join our Facebook group- Habteab Language Academy እዚ ብሃብተኣብ ቴክ ኣካዳሚ ዝፍለጥ ሓድሽ መደብ ኮይኑ፡ ጨንፈር ናይ ሃብተኣብ ኣካዳሚ እዩ። ልክዕ ከምቲ ሃብተኣብ ኣካዳሚ ክኸዶ ዝጸንሐ ከኣ ብክልተ መገዲ ክካየድ መደብ ተታሒዝሉ ኣሎ። እቲ ሓደ ብ መገዲ ናይ ናጻ ዩትዩብ ቻነል ክኸውን ከሎ፡ እቲ ካልእ ከኣ ዝያዳ ትምህርቲ ንዝደልዩ ተመሃሮ ከኣ ሓደ መምህር ን ሓደ ወይ ክልተ ተማሃሮ ብፍሉይ ድኽመታቶምን ብልክዕ ዝደለይዎ ነገራትን ኣለልዩ ዝምህረሉ መደብ እዩ። እቲ ዩትዩብ ቻነል "Habteab Tech Academy’’ ብዝብል ስም ጀሚሩ ኣሎ። ምዝገባ ናይ ሓደስቲ ተማህሮ ናይቲ ሓደ ን ሓደ ዝወሃብ ክላስና ውን ጀሚሩ ከም ዘሎ ከነበስረኩም ንፈቱ። #englishforbeginners #እንግሊዝኛ #ቋንቋ #english #eritrean #englishforbeginners #eritreanmovie #tigray #englishforkids #computer #computerknowledge #tigrigna