Перейти к содержимому

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ | ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ

VOA Tigrigna

0:00 / 0:00

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ | ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ

9 091 просмотр · 1 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
9 091 просмотр · 1 г. назад
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 00:00 - መእተዊ 01:45 - ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና 06:32 - ኣብ መቐለ ዝተኻየደ ንክልከላ ሕጃብ ዝቃወም ስልፊ 10:31 - ፕረዚደንታዊ ትእዛዝ ፕረ. ትራምፕ 00:00 - Intro 01:45 - Regional and International News 06:32 - Demonstration on ban of Head Scarf of female students in Axum 10:31 - Executive Order of President Trump 🔵 “The VOATigrigna YT channel streams nightly shows at 10:00 PM(Eritrea Time) or 4:00PM(Ethiopia PM) featuring regional and international news and programs in Tigrigna. Listen to our VOATIgrigna podcast every day 10:00 PM(Eritrea Time) or 4:00PM(Ethiopia PM) » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://www.youtube.com/channel/VOATi... ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለምለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ:: ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ   / voatigrigna   » ኢንስታግራም   / voatigrigna   » ትዊተርን   / voatigrigna   ክትከታተሉና ትኽእሉ::