Перейти к содержимому

UK ንስደተኛታት ሓደሽቲ መገድታት ኣፍሊጡ! 7 ሃገራት | ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ?

HANITA TUBE

0:00 / 0:00

UK ንስደተኛታት ሓደሽቲ መገድታት ኣፍሊጡ! 7 ሃገራት | ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ?

865 просмотров · 5 ч назад
HANITA TUBE
4,08 тыс. подписчиков
865 просмотров · 5 ч назад
🇬🇧 ሓድሽ ሓበሬታ ካብ UK — 29 ጥቅምቲ 2026! መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ንስደተኛታት ብሕጋዊን ውሑስን መገዲ ክመጹ ሓደሽቲ መገድታት ኣፍሊጡ። ኣብዚ ቪድዮ እንታይ እዩ እቲ ሓድሽ መስርሕ፡ ኣብ እንታይ ሃገራት ክሰርሕ እዩ፡ እቲ ቅድመ ረቛሒ፡ ከምኡውን ንኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ እንታይ ማለት እዩ ብዝርዝር ኣብሪሀ ኣለኹ። ⚠️ ኣገዳሲ፦ እዚ ሓበሬታ እዚ ናይ ስደተኛታት ብቐጥታ ኣፕሊኬሽን ምኽፋቱ ኣይኮነን። እቲ ናይ ሕጂ ኣፕሊኬሽን ንቻሪቲታት ከም Lead Sponsors ክኾኑ እዩ። 📌 እቲ መምርሒ ብUK Home Officeን UNHCR UKን ዝወጸ ሓበሬታ መሰረት እዩ። 🔔 ንሓድሽ ሓበሬታ ኣብ ቻነለይ ተኸታተሉ። #UKRefugeeUpdate #UKRefugeeRoutes #EritreanRefugees #RefugeeSponsorship #UKImmigration #EritreanCommunity #Hanita