Перейти к содержимому

Eritrean Ortodox Tewehado ሰፊሕ ቃለ መሕተት ምስ ሊቀ መዘምራን ኣናንያ ኣርኣያ ካብ ሊባን ክሳብ ጎንደር ዝነበረ መንፈሳዊ ሂወቶም 1ይ ክፋል

Bete Abraham ቤተ ኣብርሃም

0:00 / 0:00

Eritrean Ortodox Tewehado ሰፊሕ ቃለ መሕተት ምስ ሊቀ መዘምራን ኣናንያ ኣርኣያ ካብ ሊባን ክሳብ ጎንደር ዝነበረ መንፈሳዊ ሂወቶም 1ይ ክፋል

11 097 просмотров · 2 г. назад
Bete Abraham ቤተ ኣብርሃም
3,04 тыс. подписчиков
11 097 просмотров · 2 г. назад
ቤተ ኣብርሃም ዕላማ ! ናይ'ዚ መርበብ እዚ! ምእመናን ብዘይካ እቲ ኣብ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን እናተመላለሱ ዝመሃርዎን ዝረኽብዎ በረኽትን ብተወሳኺ ኣብ ኣባይቶም ኮነ ኣብ ዝተፋላለየ ቦታታት ኣብ ዝህልዉሉ ጊዜ ዝመሃርሉ ኦርቶዶክሳዊ መሠረተ እምነት፣ ትውፊት፣ ሥርዓት ሓልዩ ዝዳሎ መንፈሳዊ ናይ ዩትዩብ መርበብ እዩ።ኣብ'ዚመርበብእዚናይቅዱሳት በዓላት ዜና ቤተ ክርስቲያን፣ ስብከተ ወንጌል፣ መንፈሳዊ ጽሑፋት፣ ታሪኽ ቅዱሳን፣ መዝሙር ብመዘምራን ቤት ትምህርቲ ሰንበት፣ ድራማታትን ዝተፈላለዩ ሃብቲ ቤተ ክርስቲያንን ክንፍንወልኩም ኢና። #mezmur#orthodoxtewahdo#eritreantewahdo