Перейти к содержимому

ተመስገን ተመስገን | Temesgen Temesgen | Mezmur Emnet 18 | ዘማሪ፡ ዶር. ብርሃነ ካሕሳይ

እምነት Emnet - Mezmur Emnet

0:00 / 0:00

ተመስገን ተመስገን | Temesgen Temesgen | Mezmur Emnet 18 | ዘማሪ፡ ዶር. ብርሃነ ካሕሳይ

1 527 просмотров · 2 нед. назад
እምነት Emnet - Mezmur Emnet
146 подписчиков
1 527 просмотров · 2 нед. назад
ተመስገን ተመስገን | መዝሙር እምነት ቁ. 18 "ኣብ ጸጽባሕ ብሕብረት ኣብ ቤተ መቕደስ ከየቛረጹ ጸኒዖም ይእከቡ ነበሩ፡ ኣብ ኣባይቲ እንጌራ እናቘረሱ፡ ብሓጐስን ብግሩህ ልብን ንኣምላኽ እናኣመስገኑ ብሓንሳእ ኰይኖም ይበልዑ ነበሩ። ኣብ ኲሉ ህዝቢ ኸኣ ዕድል ነበሮም። እግዚኣብሄር ድማ ዚድሕኑ ኣብ ጸጽባሕ ናብታ ማሕበር ይውስኽ ነበረ።" ግ.ሃ. 2:46-47 መልእኽቲ እዛ መዝሙር ከመይ ረኺብኩሞ፧ በረኸትኩምን ርእይቶኹምን ኣካፍሉና። ሓቢርና ክንህነጸሉ ኢና። ሰሚዕኩም ንካልኦት ምክፋል ኣይትረስዑ። ተባረኹ።