ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 🔵 VOATigrigna Daily Show 10 Jan. 2025
VOA Tigrigna
0:00 / 0:00
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 🔵 VOATigrigna Daily Show 10 Jan. 2025
5 755 просмотров · Трансляция закончилась 1 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
5 755 просмотров · Трансляция закончилась 1 г. назад
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ
00:00 - መእተዊ
01:00 - ኢትዮጵያ ዕዳጋታት ስቶክ ንኣውፈርቲ ክፉት ምግባራ ኣፍሊጣ
07:43 - ፍልሰት ሰብ-ሞያ ጥዕና ክልል ትግራይ
23:16- ባርዕ ጫካ ሎስ-ኣንጀለስ -- ብድምጺ ነበርቲ
00:00 - Intro
01:00 - Ethiopia Open Stock Market to investors
07:43 - Migration of health professional from Tigray Region
23:16 - LA fire and residents experience
#eritrea #Ethiopia #tigrayregion #health #lafires
🔵 VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: / channel
VOATigrignaድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::