Перейти к содержимому

ኣስገራሚ ታሪክ ገዳም ደብረ ሲና|ምስጢር ሰነ 21 #+251945522370 ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ #eritreanorthodox #eritreanspiritual

ተዋሕዶ ዘበአማን | Tewahdo zebeaman

0:00 / 0:00

ኣስገራሚ ታሪክ ገዳም ደብረ ሲና|ምስጢር ሰነ 21 #+251945522370 ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ #eritreanorthodox #eritreanspiritual

3 133 просмотра · 2 месяца назад
ተዋሕዶ ዘበአማን | Tewahdo zebeaman
34,7 тыс. подписчиков
3 133 просмотра · 2 месяца назад
እንኳዕ ናብ ቻነልና ብሰላም መጻእኩም! ኣብ ናይ ሎሚ ፍሉይን ታሪኻውን መሰናዶና፣ ኣብ ታሪክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን እግዚኣብሔር እቲ ዝዓበየን ጥንታውን ካብ ዝበሃሉ ገዳማት ሓደ ናብ ዝኾነ ገዳም ደብረ ሲና መንፈሳዊ ጉዕዞ ክንገብር ኢና። ብዛዕባ ምስጢራትን ታሪኻዊ ክብርታትን እዚ ገዳም ኣመልኪቱ ምስ መምህርና ዝገበርናዮ ዓሚቝ ቃለ-መጠይቕ ሒዝና ቀሪብና ኣለና።#ደብረሲና #ሰኔ21 #ኤርትራ_ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ #eritreanspiritual #eritrean_orthodox_tewahdo_church #ኤርትራ #ሕንጸተቤታ #OrthodoxTewahedo