ትንቢት ዳንኤል 7:- ንእሽቶ ቀርኒ( 5ይ መንግስቲ) 2ይ ክፋል
Hope Channel Ethiopia Tigrigna
0:00 / 0:00
ትንቢት ዳንኤል 7:- ንእሽቶ ቀርኒ( 5ይ መንግስቲ) 2ይ ክፋል
67 просмотров · 1 г. назад
Hope Channel Ethiopia Tigrigna
366 подписчиков
67 просмотров · 1 г. назад
ኣየ፡ ኣታ ብሩህ ኮዀብ ወዲ ወጋሕታ፡ ከመይ ኢልካ ኻብ ሰማይ ወደቕካ፡ ንስኻ ነህዛብ ዘውደቕካስ፡ ከመይ ኢልካ ናብ ምድሪ ተደርቤኻ።ንስኻስ ብልብኻ፡ ናብ ሰማይ ክድይብ፡ ንዝፋነይ ኣብ ልዕሊ ኸዋኽብቲ ኣምላክ ልዕል ከብሎ፡ ኣብ ወሰን ሰሜን ኣብ ልዕሊ ኸረን ማሕበር ክቕመጥ እየ።ኣብ ልዕሊ ርእሲ ደበናታት ክድይብ፡ ነቲ ኣዝዩ ልዑል ክመስል እየ፡ በልካ።