Перейти к содержимому

ፓራላይዝ እየ ነይረ / ኤርትራዉያን ሓገዝተይ እዬም @ምቅርቲ #tigray #eritrea #ethiopia

Kaba Media - ካባ ሚድያ

0:00 / 0:00

ፓራላይዝ እየ ነይረ / ኤርትራዉያን ሓገዝተይ እዬም @ምቅርቲ #tigray #eritrea #ethiopia

44 946 просмотров · 10 месяцев назад
Kaba Media - ካባ ሚድያ
22 тыс. подписчиков
44 946 просмотров · 10 месяцев назад
ናይዚ ሰሙን ናይ ካባ ፖድካስት ጋሻና ሞዴል /Tiktok Live streamer ( ቐጥታ ፈነወ) / ከምኡ ድማ ድምፃዊትን ዝኾነት ዬርዶኖስ ፀጋይ ብናይ ቲክቶክ ኣካዉንት ሽማ ድማ #ምቅርቲ እያ ። ኣብ ፃንሒትና ድማ ብድሕሪ እታ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብሰሓቕን ፅባቐኣን ደሚቓ ብምስራሕ እንፈልጣ ምቅርቲ መብዛሕትኤና ዘይንፈልጦም ዝሓለፈቶም ከበድቲ ፈተናታትን ሓዊሱ ብቲክቶክ ከመይ ገንዘብ ምስራሕ ከምዝከኣልን / ንጀመርቲ tiktok live streaming (ቀጥታዊ ፈነወ) ከመይ ክጅምሩን ክሰርሑን ከምዝግባእ ልምዳ ዘካፈለትሉ ከምኡ ድማ ስፍሕ ዝበለ ብዛዕባ ዉልቃዊ ሂወታን ካልኦት ማሕበራዊ ጉዳያትን ኣዋጊዕና ኣለና ንኽትከታተሉ ኣንጊድና 🙏 ሼር ↪️ / ሳብስክራይብ 🔔 ብምግባር ድማ ቤተሰብ ካባ ይኹኑ 🙏 የቐንየልና ። #Kaba_podcast #kaba_media #tigray #habesha #tigrigna #eritreanmoviie #ebs #eritrian #eritrea #ethiopia #tigrignamusic #eritrean #tigraynews #tigraytiktok #tigray_tv #eritreanmusic #eritreanmovie #eritreanews #eritreancomedy #eritreanfilm #eritreannews #ethiopian_tigrigna_music #ethiopianmovie #ethiopianews #ethiopiantiktok #ethiopianentertainment #tigraytiktok #tigrignashow