Перейти к содержимому

ኲናት የመን ብኸመይ ንኹላትና ይጸልወና? | BBC NEWS ትግርኛ

BBC News ትግርኛ

0:00 / 0:00

ኲናት የመን ብኸመይ ንኹላትና ይጸልወና? | BBC NEWS ትግርኛ

7 427 просмотров · 1 дн. назад
BBC News ትግርኛ
55,8 тыс. подписчиков
7 427 просмотров · 1 дн. назад
ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ምስዚ ኣብ ዓለም ዝካየድ ዘሎ ኩነታት ብኸመይ ከም ዝተኣሳሰር ንምርዳእ፣ ካብዞም ክልተ ፀበብቲ መስመራት ማይ ክንጅምር ኣሎና። ክልቲኦም ኣገደስቲ መስመራት መጓዓዝያ ንግዲ ዓለም እዮም። ንሓድሕዶም እውን ይተኣሳሰሩ። ኣመሪካን እስራኤልን ኣንፃር ኢራን ዝወልዕኦ ኲናት፣ ኣብ መጻብቦ ሆርሙዝ ንዝግበር ዓለምለኻዊ መጓዓዝያ ባሕሪ ድሮ ክተኣጓጎል ገይርዎ ኣሎ። ብኢራን ዝድገፍ ዕጡቕ ጉጅለ ሑቲ ካብ የመን እውን፣ ባብ ኣልመንደብ ኣብ ዝተባህለ መጻብቦ ኣብ ልዕሊ መራኽብ መጥቃዕቲ ክፍጽም ጸኒሑ ኣሎ። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽   / bbcnewstigrinya   📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q