Перейти к содержимому

5 .11 . 2026 ሓሙስ ፡ - ጥዑም ዜና

Voice of Selamna (ድምጺ ሰላምና)

0:00 / 0:00

5 .11 . 2026 ሓሙስ ፡ - ጥዑም ዜና

269 просмотров · 1 дн. назад
Voice of Selamna (ድምጺ ሰላምና)
5,02 тыс. подписчиков
269 просмотров · 1 дн. назад
ሰላም ክቡራት ተኸታትልቲ ሬድዮ ሰላምና፡ ሎሚውን ናብቲ ወትሩ ሓሙስ በዚ ሰዓትዚ ነቅርቦ ዘሎና፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓባራዊ ዘተ መደብና ነሰጋግረኩም። ንሎሚ ኣብ ሮሜ ፡ 2፡ 1 - 6 መሰረት ዝገበረ “ ፍርዲ ንኣምላኽ ሕድጎ እምበር ኣይትፍረድ ” ዚብል ሓሳብ ኢና ክንዛተ ተዳሊና ዘሎና ። ነፍሲ ወከፍና ኣምላኽ ክኸብር ንሕናውን ክንባረኽ ዝተመሃርናዮ፡ ንዝረኸብናዮ ሰብ ነካፍሎ ሓደራ። እምበኣር ክሳዕ መጽሓፍ ቅዱስኩም ትቕርቡ መዝሙር እንሃ። ዝኾነ ርእይቶ ሓበሬታ ሕቶ ምስ ዚህልወኩም ብኣድራሻና ጽሓፉልና፡ ተባረኹ።