Перейти к содержимому

ኣገዳሲ ኣስተምህሮ ንደቂ ኣንስትዮ መክሊትና ነሽርፍ ብ ኣገልጋሊት ሶሱና ሳሙኤል ሰሊሆም ቤተክርስትያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብ

shalomna tv

0:00 / 0:00

ኣገዳሲ ኣስተምህሮ ንደቂ ኣንስትዮ መክሊትና ነሽርፍ ብ ኣገልጋሊት ሶሱና ሳሙኤል ሰሊሆም ቤተክርስትያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብ

2 356 просмотров · 2 г. назад
shalomna tv
6,63 тыс. подписчиков
2 356 просмотров · 2 г. назад
እዚ መደብ መንፈሳዊ መደባት ንምህናጻ ንምዕባይን ብ ሸካይና ግሎሪ ዝመሓላለፍ መድብ ኮይኑ ። ንዘይ ደሓኑ ንምድሓን ንድሕሪት ንዝተመለሱ ከኣ ናብ ቤት ኣቦኦም ምምላስ ኮይኑ ንህዝብናን ንኩሉ ተዛራቢ ትግሪኛ ብወንጌል ምብጻሕ እዩ ። በዓል ራኢ እዚ ዕዮ ፓስተር ዮናታን ኣብርሃም ፡ ፓስተር ዳዊት ዑቅበኣብ ፡ ፓስተር በየነ ኣርኣያን ። ኣዚ መደብ ብሳትላይት ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን ይመሓላለፍ ። SHALOMNA TV