Перейти к содержимому

“ታሪኽ ሓሶት እዩ።” “…ድሕሪ ሃይማኖት ካልኣይ ደረጃ ሒዙ ዘሎ ኩዕሶ ጸወታ እዩ።” ኣማኑኤል ሳህለ

ሕንቅሊተይ ቲዩብ Hinqilitey tube

0:00 / 0:00

“ታሪኽ ሓሶት እዩ።” “…ድሕሪ ሃይማኖት ካልኣይ ደረጃ ሒዙ ዘሎ ኩዕሶ ጸወታ እዩ።” ኣማኑኤል ሳህለ

27 104 просмотра · 1 год назад
ሕንቅሊተይ ቲዩብ Hinqilitey tube
5,55 тыс. подписчиков
27 104 просмотра · 1 год назад
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ ሕንቅሊተይ ትዩብ ድሕሪ ነዊሕ ምጥፋእ ምሰ ኣማኑኤል ሳህለ ተመሊሰና ኣለና። መደባትና ብቐጻሊ ንኽንሰርሕ ሳብስክራይብ ላይክን ሼርን ዳገበርኩም ናብ ብዙሓት ክተባጽሑልና ንላቦ። 00:00:00 መእተዊ 00:02:06 ፍልስፍና እንታይ ማለት እዩ? 00:03:06 ፈላስፋ ዝበሃል ከመይ ዓይነት ሰብ እዩ? 00:04:06 ግደ ፍልስፍና ኣብ ማሕበረሰብ እንታይ እዩ? 00:05:37 ፖለቲካ እንታይ ማለት እዩ? 00:08:36 እቲ ቅኑዕ ስርዓተ ማሕበር(Social System) ኣየናይ እዩ? 00:10:45 ሃይማኖት እንታይ ማለት እዩ? 00:17:39 ኣፈላላይ ሳይንስን እምነትን እንታይ እዩ? 00:23:23 ኣርት እንታይ ማለት እዩ? 00:28:11 ሙዚቃ ትፈትዉ ዶ? ናይ መን ከ ትሰምዑ? 00:29:16 ኣብ ስነ ጽሑፍ እንታይ ኣበርኪትኩም? 00:30:33 ንምንታይ ይመስለኩም ከም ናይ ኣውሮፓውያን ዘመነ ህዳሴን ዘመነ ኣብርሆትን ኣብ ዓድና ዘይተፈጥረ? 00:36:35 ታሪኽ እንታይ ማለት እዩ? ንወዲ ሰብ ከ ይጠቅም እዩ ኢልኩም ዶ ትሓሰቡ? ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ በዞም ዝስዕቡ ሊንክታት ሰዓቡና። Facebook፡ / hinqiliteyme. . Telegram፡ https://t.me/hinqiliteytube X: https://x.com/hinqiliteytube?t=olcTNK... Youtube፡    / @hinqiliteytube  . ሕንቅሊተይ ቲዩብ ሓዱሸ ኣንፈት ንሓዱሸ ማሕበረሰባዊ ለውጢ!