እምነት መንፈሳዊ ዓይኒ እዩ“ዓምዲ መንገዲ ህይወት” ክፋል 36 #poiemaministry316 #habesha
Poiema Ministry ፖዮማ ሚኒስትሪ
0:00 / 0:00
እምነት መንፈሳዊ ዓይኒ እዩ“ዓምዲ መንገዲ ህይወት” ክፋል 36 #poiemaministry316 #habesha
98 просмотров · 5 дн. назад
Poiema Ministry ፖዮማ ሚኒስትሪ
327 подписчиков
98 просмотров · 5 дн. назад
ዕብራውያን 11:1 እምነት፥ ነቲ ብተስፋ እንፅበዮ ነገር ከም እንረኽቦ ዘረጋግፅ፥ ነቲ ዘይረአ ነገር ከዓ፥ ከም ዘሎ ዘረድእ እዩ።2 ነቶም ዓበይቲ እውን፥ በዙይ እዩ ዝተመስከረሎምሞ።3 ኵሉ ዓለማት ብቓል እግዚኣብሄር ከም ዝተፈጥረ፥ እቲ ዝረአ ድማ፥ ካብ ዘይረአ ኸም ዝተፈጥረ፥ ብእምነት ኢና እነስተውዕሎ።4 ኣቤል፥ ካብ መስዋእቲ ቃየል ዝበልፅ መስዋእቲ፥ ንእግዚኣብሄር ብእምነት ኣቕረበ። እግዚኣብሄር፥ ንመስዋእቱ ብፅቡቕ ስለ ዝተቐበሎ ኸዓ፥ ፃድቕ ሰብ ከም ዝኾነ መስከረሉ። ሞይቱ እንተሎውን፥ ገና ብእምነቱ ገይሩ ይዛረብ ኣሎ።
#poiemaministry316 #TigrignaMezmur #gospelsong
#RuthTigrignaMezmur #Ruthmezmur
#YonisosiTube#YonisosiMezmur#HosannaMezmur #tigregna_mezmur #tigray #tigrigna_christian_mezmur #poiemaministry316