ምዝዋር መኪና Part 8 | ኣብ ሃይወይ ከመይ ጌርና ንኣቱን ንወጽእን?#FührerscheinTigrinya #DriverLicenseTigrinya
Mesobna ዓንጋሊት
0:00 / 0:00
ምዝዋር መኪና Part 8 | ኣብ ሃይወይ ከመይ ጌርና ንኣቱን ንወጽእን?#FührerscheinTigrinya #DriverLicenseTigrinya
29 753 просмотра · 6 лет назад
Mesobna ዓንጋሊት
34,9 тыс. подписчиков
29 753 просмотра · 6 лет назад
#FührerscheinTigrinya #DriverLicenseTigrinya #EritreaMesobna
መብዛሕቲና ደቂ ሰባት ብዋሕዲ ምትብባዕ ኢና ንነገራት ክንገብሮም እንዳ ከኣልና ዘይንገብሮም። መሶብና ድማ ነዚ ምርኩስ ብምግባር ብንኡስ ዓቕማ፡ ኣብ ምሕበራዊ ሂወትና ኣብ ምጽባቕን ምርግጋእን ዝሕግዙና ሓሳባት ኣብ ምብርካት ተረኣ ትጻወት። እዚ መደብ'ዚ ካባኹም ናባኹም እዩ።
ንዕቤት'ዛ መደብ እትህብዎ ሃናጺ ርእይቶን ተሳትፎን ኣቐዲመ የመስግን።
ንተወሳኺ ትሕስቶ Subscribe ብምጥዋቕ ናይ ወትሩ ዓማዊል ናይዚ መደብ ንኽትከውን ብኽብሪ ይዕድመኩም።
/ @mesobna
Facebook: / mesobna.de
E-mail: eyeru717@gmail.com
ነዚ ቪድዮ ካብ You Tube ኣውሪድካ ኣብ ዝተፈላለዩ መርበብ ሓበሬታ ምዝርጋሕ ኣይፍቀድን።
© Copyright: Mesobna Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.