Перейти к содержимому

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 ግንቦት 2023

VOA Tigrigna

0:00 / 0:00

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 ግንቦት 2023

2 837 просмотров · Трансляция закончилась 3 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
2 837 просмотров · Трансляция закончилась 3 г. назад
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 ግንቦት 2023 ዜና(ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት ኣስታት 12 ሽሕ ካብ ሱዳን ዝሃደሙ ሰባት ኢትዮጵያ ከምዝኣተው ይገልጽ: ል ኡኽ ጀነራል ኣል ቡርሓን ኣዲስ ኣበባ ይበጽሕ: መራሕ ጀርመን ኣብ ኬንያ ዑደት የካይዱን ካልኦትን) ጸብጻብ ኣብ ወረዳ ሓውዜን ምጅማር ትምህርቲ መደብ ቒሔ ጽልሚ የጠቓልል » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትርግኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://bit.ly/3e1Wcvz ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ:: ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com/ » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ   / voatigrigna   » ኢንስታግራም   / voatigrigna   » ትዊተርን   / voatigrigna   ክትከታተሉና ትኽእሉ::