ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 🔵 VOATigrigna Daily Show 17 Oct. 2024
VOA Tigrigna
0:00 / 0:00
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 🔵 VOATigrigna Daily Show 17 Oct. 2024
2 720 просмотров · Трансляция закончилась 2 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
2 720 просмотров · Трансляция закончилась 2 г. назад
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ
00:00 - መእተዊ
01:28 - ሱዳናዊያን ስደተኛታት ሰንኪ ግጭት ክልል ኣምሓራ ኣብ ሓደጋ ይርከቡ ክብል ኣምንስቲ የጠንቅቕ
03:08 - ኣብ ከተማ ሞቃዲሾ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ 7 ሰባት ሞይቶም
21:40 - ጽልዋ ፈጠርቲ ኢትዮጵያውያን ዝሸለመ መድረኽ
00:00 - Intro
01:28 - Sudanese refugee caught in Amhara Region clashes
03:08 - Blast in Mogadishu killed 7
21:08 - Award for Impactful Africans
🔵 VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #tplf #tigrayregion #election2024
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://www.youtube.com/channel/VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::