Перейти к содержимому

ተራ ኣብያተ ክርስትያናት ኣብ ድሕነት ሃገር: ቤተ ክርስትያን፥ ህላወ ሃገር ከገድሳ ይግባእ'ዶ? ምስ ቀሺ ወልደትንሣኤ ብርሃነ-ቤተክርስቲያን መድኃኔአለም

Tewelde Channel- Voice of Integrity DC (VOI-DC)

0:00 / 0:00

ተራ ኣብያተ ክርስትያናት ኣብ ድሕነት ሃገር: ቤተ ክርስትያን፥ ህላወ ሃገር ከገድሳ ይግባእ'ዶ? ምስ ቀሺ ወልደትንሣኤ ብርሃነ-ቤተክርስቲያን መድኃኔአለም

1 297 просмотров · 6 ч назад
Tewelde Channel- Voice of Integrity DC (VOI-DC)
10,3 тыс. подписчиков
1 297 просмотров · 6 ч назад
ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ምስባኽ፡ ኣብ ፖለቲካ ጣልቃ ምእታው ድዩ? ሃገርን ህዝብን ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝወድቅሉ እዋን፡ ኣብያተ-ክርስትያን ፍልልያተን'ዶ ሓድነተን ከቐድማ ይግባእ? ኩለን እምነታት ብሓድነት ክምህለላ ዘጸግመን ክህሉ ይግባእ'ዶ? ኣብ ወጻኢ ዝነብር ኤርትራዊ ክፈልጦን ክስዕቦን ዝግባእ እንታይ'ዩ። ቀሺ ወልደትንሣኤ ብርሃነ: ደብረ-ሰላም ቤተክርስቲያን መድኃኔአለም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኤርትራ አብ ዋሺንግቶን ዲሲን ከባቢአን።