Перейти к содержимому

ዝርዝር መድሃኒታት ADHD፡ ዓይነት፡ ሓይሊ፡ ዶዝ፡ ሳይድ ኢፈክትስ Dr. Yacob Tekie, Licensed Psychologist

DrYacobTekie

0:00 / 0:00

ዝርዝር መድሃኒታት ADHD፡ ዓይነት፡ ሓይሊ፡ ዶዝ፡ ሳይድ ኢፈክትስ Dr. Yacob Tekie, Licensed Psychologist

930 просмотров · 7 мес. назад
DrYacobTekie
4,69 тыс. подписчиков
930 просмотров · 7 мес. назад
ኣብዚ ቪድዮ ብዛዕባ ቀንዲ መድሃኒታት ADHD: ዓይነት: ንኽንደይ እዋን ይሰርሑ (ሓጺር ወይ ነዊሕ): ዝመጽሉ ዶዝ:ዘለዎም ሳይድ ኢፈክትስ ክንዛረብ ኢና። መዓልታዊ ወለዲ ክገብርዎ ዘለዎም ወይ ውን ሂወትኩም ንምምሕያሽ ክተዘውትርዎ ትኽእሉ ንጥፈታትን ክእለታትን: ሰሙናዊ ኣብ ዋትስኣብ ቻነል (WhatsApp Channel) ክዝርግሕ እየ። በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጥብቆ ተጠቒምኩም ክትጽንበሩ ትኽእሉ ኢኹም። Join my WhatsApp Channel for weekly mental health practices and early workshop access: https://whatsapp.com/channel/0029Vb7y... ሕቶን መልስን ምስ ዶ/ር ያቆብ ተኪኤ ሳይኮሎጂስት Q&A with Dr. Yacob Tekie, Licensed Psychologist እብነት ቅቡላትን ዘይቁቡላትን ሕቶታት ንምርኣይ፡ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጥብቆ ተወከሱ፡ https://drive.google.com/file/d/144yS... ሕቶ ንምስዳድ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጥብቆ ወይ ሊንክ ተጠቐሙ፡ https://docs.google.com/forms/d/e/1FA... መምርሒ ቪድዮ ሕቶ ንምስዳድ፡ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጥብቆ ተጠቐሙ፡    • መምርሒ ሕቶን መልስን ምስ ዶ/ር ያቆብ ተኪኤ ሳይኮሎጂስት Instr...   How To Talk To Your Parents About Mental Health Course: https://tesfahouse.thinkific.com/cour... Learn More at www.TesfaHouse.com Follow, Subscribe at: IG: @DrYacobTekie TikTok: @Dr.Yacob.Tekie Facebook:   / yacob.t.tekie   YouTube: @DrYacobTekie ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ወይ ንምንባብ www.TesfaHouse.com ተወከሱ።