Перейти к содержимому

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show 3 Nov.2024

VOA Tigrigna

0:00 / 0:00

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show 3 Nov.2024

3 945 просмотров · Трансляция закончилась 2 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
3 945 просмотров · Трансляция закончилась 2 г. назад
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 00:00 - መእተዊ 07:00 - ንምርጫ ኣመሪካ ዝተዳለወ መደባት 24:38 - ኤርትራውያን ነበርቲ ኢትዮጵያ፡ ንመውጽኢ ቪዛ ክሳብ 4-ሽሕ ዶላር ከምዝኸፈሉ ይዛረቡ 00:00- Intro 07:00 - US Election Coverage 24:38 - Eritrean residing in Ethiopia pay around 4,000 USD for exit visa 🔵 VOATigrigna Daily Show 🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world. #eritrea #ethiopia #election2024 » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ:    / channel   VOATigrignaድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ   / voatigrigna   » ኢንስታግራም   / voatigrigna   » ትዊተርን   / voatigrigna   ክትከታተሉና ትኽእሉ::