ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show Dec.2,2024
VOA Tigrigna
0:00 / 0:00
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show Dec.2,2024
3 042 просмотра · Трансляция закончилась 1 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
3 042 просмотра · Трансляция закончилась 1 г. назад
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
00:00 - መእተዊ
06:02 - ቤት ፍርዲ መቐለ ብመቕተልቲ ትሕቲ ዕድመ ዝተኸሰሱ ንሞትን ሕልፈትን ተፈርዶም
11:00 - ጻውዒት ሰላም ቀ/ሚኒስተር ኣቢይን ክመጽእ ዝኽእል ለውጢን? - ትንታነ
24:00 - መደብ ስፖርትን
00:00 - Intro
06:02 - Mekelle Court of the killing of underage girl
11:00 - Analysis on PM Abiy call for Peace
24:00- Sport ( Cycling Championshipt in Asmara)
#eritrea #Ethiopia #Mekelle #WomenAbuse #MekelleCourt #CyclingEritrea #asmara
🔵 VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: / channel
VOATigrignaድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::