Перейти к содержимому

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 🔵 VOATigrigna Daily Show 3 Dec. 2024

VOA Tigrigna

0:00 / 0:00

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 🔵 VOATigrigna Daily Show 3 Dec. 2024

3 352 просмотра · Трансляция закончилась 1 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
3 352 просмотра · Трансляция закончилась 1 г. назад
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 00:00 - መእተዊ 01:14 - ሁይማን ራይትስ ዎች መንግስቲ ኢትዮጵያ ንትካላት ተሓለቕቲ መሰላት ምክልኻሉ ነቒፉ 06:50 - መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዛዕባ ወሰኽ ዋጋ ንግደት ኣኽሱም መብርሂ ክህብ ይሕተት 11:28 - ዑደት ፕረዚደንት ባይደን ናብ ኣፍሪቃ ንጽልዋ ቻይና ክገትኦ’ዶ ይኽእል? 00:00 - Intro 01:14 - HRW Statement on Ethiopian Government banning Human Rights Organizations 06:50- Ethiopian Airlines Air fare increase on Axum 11:28 - President Biden visits Angola #eritrea #Ethiopia #ethiopianairlines #hrw #axum 🔵 VOATigrigna Daily Show 🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world. » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ:    / channel   VOATigrignaድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ   / voatigrigna   » ኢንስታግራም   / voatigrigna   » ትዊተርን   / voatigrigna   ክትከታተሉና ትኽእሉ::