ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show 29 Oct. 2024
VOA Tigrigna
0:00 / 0:00
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show 29 Oct. 2024
2 675 просмотров · Трансляция закончилась 2 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
2 675 просмотров · Трансляция закончилась 2 г. назад
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
00:00 - መእተዊ
01:24 - ሶማሊያ ኣብ መቓዲሾ ንዝርከብ ቆንስል ኢትዮጵያ ካብ ሃገራ ክወጽእ ኣዚዛ
18:58 - ካብ ሱዳን ዝተመለሱ ተወላዶ ክልል ትግራይ ሓገዝ ከም ዘይረኸቡ ይገልፁ
00:00- Intro
01:24 - Somalia declares Ethiopian diplomat persona non grata.
18:58 - Displaced from Tigray Region returnees concern
🔵 VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #Somalia #diplomacy #tigrayregion #election2024
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: / channel
VOATigrignaድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::