ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 🔵 VOATigrigna Daily Show 28 Oct.2024
VOA Tigrigna
0:00 / 0:00
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 🔵 VOATigrigna Daily Show 28 Oct.2024
2 661 просмотр · Трансляция закончилась 2 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
2 661 просмотр · Трансляция закончилась 2 г. назад
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ
00:00 - መእተዊ
07:25 - ርእይቶ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ 2024
12:14 - ርእይቶ ጠቕላሊ ስታፍ ትራምፕ ነበር ሓድሽ መዘራረቢ ዛዕባ ይፍጥር
16:24 - ንቤት-ምኽሪ ከተማ ኦክላንድ ዝወዳደሩ ዘለው ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን
00:00 - Intro
07:25 - US EXPATS from ETHIOPIA on Election
12:14 - Former U.S. President Donald Trump, who is running for reelection, has been called a "fascist”
16:25 - US ELECTION DIASPORA
🔵 VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #USAID #tigrayregion #election2024 #innovation
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: / channel
VOATigrignaድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::