ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 መጋቢት 2024
VOA Tigrigna
0:00 / 0:00
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 መጋቢት 2024
1 674 просмотра · Трансляция закончилась 2 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
1 674 просмотра · Трансляция закончилась 2 г. назад
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 መጋቢት 2024
01:31 - ዕለታዊ ዜና
08:03 - ዓመታዊ መደረ ፕረዚደንት ባይደን ዝምልከት ጸብጻብን
07:18 - መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ(ኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት) የጠቓልል።
01:31 - Daily Show
08:03 - State of Union 2024
07:18 - Eritrean Refugee in Uganda and Current Situation
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://bit.ly/3e1Wcvz
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና / voatigrigna
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::