Перейти к содержимому

ካብ ትግራዋይ ወፃኢ ክምርዖ ኣይደሊ/ ኣብ እግሪ ጀነራል ወዲቐ ተማሕፂነ / #kabapodcast #tigray #ethiopia #eritrea #habesha

Kaba Media - ካባ ሚድያ

0:00 / 0:00

ካብ ትግራዋይ ወፃኢ ክምርዖ ኣይደሊ/ ኣብ እግሪ ጀነራል ወዲቐ ተማሕፂነ / #kabapodcast #tigray #ethiopia #eritrea #habesha

44 432 просмотра · 1 год назад
Kaba Media - ካባ ሚድያ
22 тыс. подписчиков
44 432 просмотра · 1 год назад
ካባ ፖድካስትና ምስ ብቡዙሕ ዘርፍታት ሞያ እትፍለጥ ትዕግስቲ ሓጎስ እያ ። ቲጂ ብሰፊሑ እትፍለጠሉ ስራሕቲ ንምጥቃስ ዝኣክል ድማ ሞዴል / ተዋሳኢትን ናይ ማስታወቅያ በዓልቲ ሞያን እንትኾን ብተወሳኺ ድማ ብሰፊሑ ኣብ ናይ ዉልቅኣ ናይ ንግዲ ስራሕቲ እናነጠፈት ትርከብ መንእሰይ እያ ። ኣብ ፃንሒትና ድማ ብዛዕባ ስራሕታ / ክሻብ ሀዚ ዝሓለፈቶም ክያዶታትን ተሞኩሮኣን ካልኦት ዛዕባታት ማሕበራዊ ጉዳያትን ብምድህሳስ ሓሪፍ ፃንሒት ገይርና ኣለና ሙሉእ ትሕዝቶ ንኽትከታተሉ ኣንጊድና 🙏 #Subscribe #Share #tigray #habesha #eritreanmoviie #ebs #eritrian #tigrigna #ethiopia #eritrea #tigrignamusic #tigrignamusic #eritrean