ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 ግንቦት 2024 🔵VOATigrigna Daily Show 7 MAY 2024
VOA Tigrigna
0:00 / 0:00
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 ግንቦት 2024 🔵VOATigrigna Daily Show 7 MAY 2024
1 561 просмотр · Трансляция закончилась 2 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
1 561 просмотр · Трансляция закончилась 2 г. назад
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 ግንቦት 2024
00:00 - መእተዊ
01:21 - ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣገልግሎት ቪዛ ክጅምር’ዩ
09:18 - ፕረ.ሩቶ ግዳያት ውሕጅ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝወሃቦም ኣፍሊጦም
12:58 -ሽዱሽተ ኣዋርሕ ተሪፍዎ ዘሎ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን ፕረዚደንታዊ ሕጹያትን
17:45 - ንማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ዝሕግዝ ሓበን፡ኤሪ ናብ ግብራዊ ዕማም ይሰጋገር
00:00 - Intro
01:21 - US Embassy in Asmara announce resume issuing visa
09:18 - President Rutto pledge financial aid to flood victims
12:58 - US election 2024
17:45 - Haben-Eri - helping disabled Eritrean veterans
🔵VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #USembassyasmara #kenyafloods #uselections2024
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://www.youtube.com/channel/VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::