ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ሰነ 2024 🔵VOATigrigna Daily Show 3 June 2024
VOA Tigrigna
0:00 / 0:00
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ሰነ 2024 🔵VOATigrigna Daily Show 3 June 2024
1 999 просмотров · Трансляция закончилась 2 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
1 999 просмотров · Трансляция закончилась 2 г. назад
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ሰነ 2024
00:00 - ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘውጽኦ ሓዱሽ መምርሒ መብርሂ ክህብ ተሓቲቱ
09:11 - ምርጫ ዓመተ 2024 መስርሕ ፍርዲ ትራምፕ
13:03 - ዜና ስፖርት
19:09 - ኤርትራ ፡ “ፋሽንን ሓምላይ ውርሻን” ዝተሰምየ ምርኢት ቅዲ ክዳን ቀሪቡ
00:00 Tigray Region Emergency Law
09:11 - Court Verdict on Donald Trump and Election 2024
13:03 - Sport News
19:09 - Eritrea - Green Legacy Project on Cloth Line
🔵VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #uselections2024 #tigrayregion
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://www.youtube.com/channel/VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::