ፓስተር ሳራ ተድላ፡ ብእምነት ነቶም ዓበይቲ ተመስከረሎም!
Voice of Selamna (ድምጺ ሰላምና)
0:00 / 0:00
ፓስተር ሳራ ተድላ፡ ብእምነት ነቶም ዓበይቲ ተመስከረሎም!
617 просмотров · 3 мес. назад
Voice of Selamna (ድምጺ ሰላምና)
5,02 тыс. подписчиков
617 просмотров · 3 мес. назад
ሰላምታና ብምቕዳም፡ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ኰይንኩም መደብና ትከታተሉ ክቡራት ሰማዕትና፡ " ተስፋ ዘለዎ ህይወት ንምንባር ሓቀኛ እምነት ንወንን" ኣብ ትሕቲ ዚብል ዓቢ ኣርእስቲ 2. ብኣኣ ማለት ብእምነትዩ ነቶም ዓበይቲ እተመስከረሎም ኣብ ዚብል ንኡስ ኣርእስቲ እብ፡ 11፡2 መሰረት ዝገበረ ብኣገልግሎት ቲቪ ሰላምና እተዳለወ ንኣብ ዝተፈላለዩ ዓለም ዘለኹም ተከታተልቲ ኣብ ዩቱይብ እነቕርበልኩም ኢዩ።