Перейти к содержимому

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ🔵 VOATigrigna Daily Show 9 Jan. 2025

VOA Tigrigna

0:00 / 0:00

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ🔵 VOATigrigna Daily Show 9 Jan. 2025

2 422 просмотра · Трансляция закончилась 1 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
2 422 просмотра · Трансляция закончилась 1 г. назад
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 06:07- ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ጂሚ ካርተር ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ይፍጸም 10:03 - ኢትዮጵያ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ትግብር፡ ነበርቲ የማርሩ 13:48 - ባርዕ ጫካ ካሊፎርኒያ ንምጥፋእ ርብርብ ይቕጽል፡ ኣሽሓት ህንጻታት ይዓኑ 21:12 - ዝርጋሐ መልከፍቲ ኤች.ኣይ/ቪ/ቫይረስ ኣብ ክልል ትግራይ ካበይ ናበይ? 06:07 - State Funeral President Jimmy Carter 10:03 - Ethiopia raise price of Fuel 13:48 - California Fire 21:12 - Health - HIV/AIDS in Tigray Region #eritrea #Ethiopia #tigrayregion #jimmycarter #Health 🔵 VOATigrigna Daily Show 🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world. » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ:    / channel   VOATigrignaድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ   / voatigrigna   » ኢንስታግራም   / voatigrigna   » ትዊተርን   / voatigrigna   ክትከታተሉና ትኽእሉ::