Перейти к содержимому

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ🔵 VOATigrigna Daily Show 25 Nov. 2024

VOA Tigrigna

0:00 / 0:00

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ🔵 VOATigrigna Daily Show 25 Nov. 2024

3 882 просмотра · Трансляция закончилась 1 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
3 882 просмотра · Трансляция закончилась 1 г. назад
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 00:00 - መእተዊ 01:26 - ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ፡ ኤርትራዊያን ዝዕቆቡሉ ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ይቀራረብ 07:37 - “ህወሓት ውሽጣዊ ፍልልያቱ እንተ ዘይፈቲሑ፡ መንግስቲ ፈደራል ንምምሕዳር ክርከቦ’ዩ፡” ኣይተ ጌታቸው ረዳ 11:06 - ምሩጽ ፕረ.ትራምፕ ከተኣታትውዎ ይኽእል'ዩ ዝተባህለ ቀረጽ 00:00- Intro 01:26- ARA to establish new refugee camp in Afar Region Ethiopia 07:37 - IRA president Getachew Reda on Current situiation of TPLF Leadership 11:06- Trump may introduce more tariffs #eritrea #ethiopia #tigrayregion #TPLF #trump #tariff 🔵 VOATigrigna Daily Show 🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world. » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ:    / channel   VOATigrignaድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ   / voatigrigna   » ኢንስታግራም   / voatigrigna   » ትዊተርን   / voatigrigna   ክትከታተሉና ትኽእሉ::