Перейти к содержимому

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ

VOA Tigrigna

0:00 / 0:00

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ

2 068 просмотров · Трансляция закончилась 1 г. назад
VOA Tigrigna
52,3 тыс. подписчиков
2 068 просмотров · Трансляция закончилась 1 г. назад
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ 00:00- መእተዊ 01:03 - ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና 08:35 - ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣ ዘሎ ቅልውላው መምህራን 15:12 - ኣብ ከባቢ ቤይ ኤርያ ዝርከብ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣመሪካዊያን ኣብ ጥዕና'ቲ ሕብረተሰብ ዝሰርሖ ስርሓት ዝድህስስ መደብ 00:00 - Intro 01:03 - Regional and International News 08:35 - Teachers crises in Ethiopa 15:12 - Bay Area Eritrean Community #Eritrea #Ethiopia #TeachersinEthiopia #EritreanCommunityinBayArea 🔵 VOATigrigna Daily Show 🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world. » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ:    / channel   VOATigrignaድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ   / voatigrigna   » ኢንስታግራም   / voatigrigna   » ትዊተርን   / voatigrigna   ክትከታተሉና ትኽእሉ::